The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...
ባህላዊ መሳርሒ ሕርሻ፣ ናውቲ ገዛን ናይ ህንጻ ኣቑሑት ካብ ሓፂነ መፂን ዘፍርዩ ሰብሞያ ኢደ ጥበብ ኣብ ዝነብርሉ ከባቢ ካብ ማሕበረሰብ ይግለሉ፣ ይስደዱ፣ ይወቅዑ ብተወሳኺ ድማ ከቢድ ቅትለት ...
ምሩቓት ከሚካላዊ ምህንድስና ዝዀኑ ኤርትራውያን መንእሰያት፡ ካብ ጻህያይ ባሕሪ ዝስራሕ መትሓዚ ፕላስቲክ ከም ዝሰርሑ ይነግሩ። እዛ ጉጅለ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብቶታል ኢነርጂስ ዝተወደበ ሃገራዊ ውድድር ...
(UNAIDS) ፡ ድሕሪ ምቍራጽ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመሪካ ከቢድ ክፍተት ከጋጣሞ ምዃኑ ናይቲ ትካል ጨንፈር ኢትዮጵያ ሓቢሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣስታት 503-ሽሕ ዜጋታት ተጠቀምቲ መናውሒ ...
ሎሚ ሓሙስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዝተረኽቡ መራሕቲ ዝተፈላለዩ ሃይማኖት ኣብቲ ዝተዳለወ ስነ-ስርዓት ጸሎት ድሕሪ ምብጻሕ ንምእመናንን ንተዋጋእቲ ወገናት እታ ሃገር ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ናብ መዝነት ካብ ዝምለሱ ንኻልኣይ ጊዜ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዘካይዱዎ ርክብ ምስ መራሒ ወጻኢ ሃገር፡ ምስ ቀዳማይ ሚንስተር ጃፓን ሺገሩ ኢሺቢ ተራኺቦም ከም ዝዘራረቡ ኣገልግሎት ...
UN human rights chief Volker Turk told an emergency meeting of the Human Rights Council that he was deeply disturbed by the ...
"ሞያ ቴክኖሎጂ" ዝዀነ ኣማኻሪ ስራሓት ቴክኖሎጂ ሙሴ ሃይለ፡ ብዛዕባ ብሎክቸይን ክሪፕቶካረንሲን መብርሂ ንኽህበና ናብ ስቱድዮና ዓዲምና ኣዘራረቢናዮ ኣሎና። ኣቶ ሙሴ፡ ዕደና ክሪፕቶካረንሲ፡ ብሕልፊ ...
ብመሰረት ሓበሬታ ሮይተርስ፡ ሰራዊት ሩስያ ኣብ ምብራቕ ዩክሬን እትርከብ ብማዕድን ከሰል ሃብታም ዝዀነት ቶረትስኪ እትብሃል ከተማ ሎሚ ዓርቢ ተቖጻጺሩ ኣሎ። ኣብዚ ጉዳይ ሚኒስትሪ ምክልኻል ዩክሬን ...
ኣብ ሽወደን ትማሊ ሰሉስ ሓደ ዕጡቕ ኣብ ልዕሊ ዓበይቲ ተመሃሮ ዝመሃሩሉ ቤት ትምህርቲ ብዝፈነዎ ናይ ኣድራጋ ተዅሲ፡ ንነብሱ ዝሓወሰ 11 ሰባት ቀቲሉ ኣሎ። ኣብ ሽወደን እዚ ልሙድ ተርእዮ ኣይኰነን። ...
“ኣብ መሬት ኬንያ ኣትዮም ገበናት ይፍጽሙን ንሰላም እቲ ከባቢ ይዘርጉም ኣለዉ” ኢሉ ንዝጸውዖም ኣባላት ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ንምቕራም፡ ፖሊስ ኬንያ ስርሒት ከም ዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ብውሽጢ’ውን ...
ሓደ ኣብራሪን ትሽዓተ ተሳፈርቲን ሒዛ ኣብ ኣላስካ ንፍቀ-ክቢ ኣርክቲክ እትጓዓዝ ዝነበረት ነፋሪት፡ ሓሙስ ሰዓት 4፡00 ድሕሪ ቀትሪ ምስ ተሰወረት ኣሰራ ንምርካብ ድልያ ይቕጽል ኣሎ። እታ ነፋሪት ...