搜索优化
English
搜索
Copilot
图片
视频
地图
资讯
购物
更多
航班
旅游
酒店
笔记本
Top stories
Sports
U.S.
Local
World
Science
Technology
Entertainment
Business
More
Politics
过去 7 天
时间不限
过去 1 小时
过去 24 小时
过去 30 天
按相关度排序
按时间排序
Voice of America
1 天
ኤርትራ - ካብ ጻህያይ ባሕሪ ዝስራሕ ፕላስቲክ ...
ምሩቓት ከሚካላዊ ምህንድስና ዝዀኑ ኤርትራውያን መንእሰያት፡ ካብ ጻህያይ ባሕሪ ዝስራሕ መትሓዚ ፕላስቲክ ከም ዝሰርሑ ይነግሩ። እዛ ጉጅለ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብቶታል ኢነርጂስ ዝተወደበ ሃገራዊ ውድድር ...
Voice of America
1 天
መቐለ - ኣብ ስርሓት ሓጺን ዝተዋፈሩ ዝበጽሖም ኣድልዎን ...
ባህላዊ መሳርሒ ሕርሻ፣ ናውቲ ገዛን ናይ ህንጻ ኣቑሑት ካብ ሓፂነ መፂን ዘፍርዩ ሰብሞያ ኢደ ጥበብ ኣብ ዝነብርሉ ከባቢ ካብ ማሕበረሰብ ይግለሉ፣ ይስደዱ፣ ይወቅዑ ብተወሳኺ ድማ ከቢድ ቅትለት ...
Voice of America
2 天
ድሕሪ ምቍራጽ ሓገዝ ኣመሪካ፡ ጽላት ጥዕና ኢትዮጵያ ዓቢ ...
(UNAIDS) ፡ ድሕሪ ምቍራጽ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣመሪካ ከቢድ ክፍተት ከጋጣሞ ምዃኑ ናይቲ ትካል ጨንፈር ኢትዮጵያ ሓቢሩ። ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣስታት 503-ሽሕ ዜጋታት ተጠቀምቲ መናውሒ ...
Voice of America
1 天
VOA60 Africa - UN rights chief warns crisis in DRC could spread beyond its borders
UN human rights chief Volker Turk told an emergency meeting of the Human Rights Council that he was deeply disturbed by the ...
Voice of America
2 天
መራሕቲ ሃይማኖት ኢትዮጵያ ሰላም ክወርድ ይጽልዩ
ሎሚ ሓሙስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዝተረኽቡ መራሕቲ ዝተፈላለዩ ሃይማኖት ኣብቲ ዝተዳለወ ስነ-ስርዓት ጸሎት ድሕሪ ምብጻሕ ንምእመናንን ንተዋጋእቲ ወገናት እታ ሃገር ...
Voice of America
2 天
ቀ/ሚ ጃፓን ምስ ፕረ. ትራምፕ ተራኺቦም ክዘራረቡ'ዮም
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ናብ መዝነት ካብ ዝምለሱ ንኻልኣይ ጊዜ ሎሚ ሓሙስ ኣብ ዘካይዱዎ ርክብ ምስ መራሒ ወጻኢ ሃገር፡ ምስ ቀዳማይ ሚንስተር ጃፓን ሺገሩ ኢሺቢ ተራኺቦም ከም ዝዘራረቡ ኣገልግሎት ...
Voice of America
1 天
መብርሂ ክሪፕቶካርንሲ -- ብዓይኒ ክኢላ ቴክኖሎጂ
"ሞያ ቴክኖሎጂ" ዝዀነ ኣማኻሪ ስራሓት ቴክኖሎጂ ሙሴ ሃይለ፡ ብዛዕባ ብሎክቸይን ክሪፕቶካረንሲን መብርሂ ንኽህበና ናብ ስቱድዮና ዓዲምና ኣዘራረቢናዮ ኣሎና። ኣቶ ሙሴ፡ ዕደና ክሪፕቶካረንሲ፡ ብሕልፊ ...
Voice of America
4 天
ፖሊስ ኬንያ ኣብ ልዕሊ ኣባላት ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ...
“ኣብ መሬት ኬንያ ኣትዮም ገበናት ይፍጽሙን ንሰላም እቲ ከባቢ ይዘርጉም ኣለዉ” ኢሉ ንዝጸውዖም ኣባላት ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ንምቕራም፡ ፖሊስ ኬንያ ስርሒት ከም ዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ብውሽጢ’ውን ...
Voice of America
1 天
ሰራዊት ሩስያ ንስትራቴጂካዊት ከተማ ምብራቕ ዩክሬን ...
ብመሰረት ሓበሬታ ሮይተርስ፡ ሰራዊት ሩስያ ኣብ ምብራቕ ዩክሬን እትርከብ ብማዕድን ከሰል ሃብታም ዝዀነት ቶረትስኪ እትብሃል ከተማ ሎሚ ዓርቢ ተቖጻጺሩ ኣሎ። ኣብዚ ጉዳይ ሚኒስትሪ ምክልኻል ዩክሬን ...
Voice of America
2 天
ትልሚ ምግዓዝ ፍልስጤማውያን ፕረ. ትራምፕ ተቓውሞ ይገጥሞ
ወሽመጥ ቓዛ ብሓልታት ኣመሪካ ተወሲዳ፡ ነበርቲ ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ክግዕዙን እቲ ከባቢ ድማ ዘላቒ ሰላም ክረክብን ብሰሉስ ምሸት ዝኣመመ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ንመሓዙት ኣመሪካ ...
Voice of America
1 天
10 ዝሓዘት ነፋሪት ኣብ ደበናታት ኣላስካ ተሰዊራ፡ ድልያ ...
ሓደ ኣብራሪን ትሽዓተ ተሳፈርቲን ሒዛ ኣብ ኣላስካ ንፍቀ-ክቢ ኣርክቲክ እትጓዓዝ ዝነበረት ነፋሪት፡ ሓሙስ ሰዓት 4፡00 ድሕሪ ቀትሪ ምስ ተሰወረት ኣሰራ ንምርካብ ድልያ ይቕጽል ኣሎ። እታ ነፋሪት ...
Voice of America
3 天
ጃምላዊ መቕተልቲ ሽወደን -- ብዓይኒ ነባሪ’ቲ ሃገር
ኣብ ሽወደን ትማሊ ሰሉስ ሓደ ዕጡቕ ኣብ ልዕሊ ዓበይቲ ተመሃሮ ዝመሃሩሉ ቤት ትምህርቲ ብዝፈነዎ ናይ ኣድራጋ ተዅሲ፡ ንነብሱ ዝሓወሰ 11 ሰባት ቀቲሉ ኣሎ። ኣብ ሽወደን እዚ ልሙድ ተርእዮ ኣይኰነን። ...
一些您可能无法访问的结果已被隐去。
显示无法访问的结果
反馈